BBC News, ትግርኛ - መእተዊ ገጽ

መጥቃዕቲ ኢራን ይቕጽል፤ ኣመሪካን እስራኤልን ድማ ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝወስድኦ ስጉምቲ ቐጺሉ ኣሎ

ቀጥታ,
ብሪጣንያ ኣብ ኦማን ንዝርከቡ ዜጋታታ ተውጽእ፤ ኣብ መላእ ማእከላይ ምብራቕ ዝፍጸም ዘሎ መጥቃዕቲ ይቕጽል

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ዝርከብ ቤ ጽሕፈት ስለያ ኣመሪካ (ሲኣይኤ) ዝዀነ ብመጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ከም ዝተሃረመ ሮይተርስ ሓቢሩ። እቶም መጥቃዕቲ ዘብጽሑ ድሮናት ናይ ኣመሪካ'ዮም ዝብል ጥርጣረ ምህላው እውን ሓቢሩ። ኣመሪካን ስዑዲ ዓረብን፡ ክልተ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ኣብ ሪያድ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ከም ዝሃረማ ኣረጋጊጸን።

ዜናታት

ኢንተርነት ዳታ ብምዕቃብ ትሕዝቶታት ቢቢሲ ትግርኛ ብቐሊሉ ኣንብቡ።

ዳታ ንምዕቃብ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍ ጥራይ ኣንብቡ።

ከይሓልፈኩም

ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዋትስኣፕ ቻነል

ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዩቱብ

ትንታነ

ኣዘራረብቲ ዛዕባታት

ሳይንስን ጥዕናን

መዛነዪ

ዝያዳ ዝተነበ