እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ስእሊ፡ ሓድሽ ዓመት 2025 ኣብ መላእ ዓለም ብድምቀት ተኸቢሩ
ንባብ: 1 ደቓይቕ
ዓለም ን2024 ክትፋነዋን ን2025 ድማ ብሪችት፣ ምርኢትን ብጸሎትን ተቐቢላ።
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝርከቡ ሰባት ነቲ ሓድሽ ዓመት ከመይ ከም ዝተቐበልዎ ብስእሊ እንሆ፤