BBC News,
ትግርኛ
ናብቲ ትሕዝቶ ቀጽሉ
ክፍልታት
ዜና
ኤርትራ
ኢትዮጵያ
ሱዳን
ማእከላይ ምብራቕ
ሳይንስን ጥዕናን
ቪድዮ
ኣመና ፍቱዋት
ዜና
ኤርትራ
ኢትዮጵያ
ሱዳን
ማእከላይ ምብራቕ
ሳይንስን ጥዕናን
ቪድዮ
ኣመና ፍቱዋት
ኣስመራ፡ ምድላዋት በዓል ልደት ብስእሊ
ብውሑድ ዳታ ጽሑፍ ጥራሕ ኣንብቡ
መግለጺ ስእሊ,
ቤተክርስትያን ኪዳነምህረት ኣብ ዘማዕዱ ጐደና፡ ከባቢ ዕዳጋ ደርሁን ማእከል ሹቕን
6 ጥሪ 2025
ንባብ: 2 ደቓይቕ
መግለጺ ስእሊ,
ዕዳጋ ኣሕምልቲ ማእከል ሹቕ - ኣስመራ፤ ኵሉ'ቲ ዘድሊ ኣሕምልቲ መሊኡ ዓማውል ከአንግድ እዩ ውዒሉ
መግለጺ ስእሊ,
ካብን ናብን ማእከል ሹቕ ዝኣትዉን ዝወጹን ዓዳጐ ክመላልስዎ ዝወዓሉ ጐደና እዩ
መግለጺ ስእሊ,
ውዕሎ ዕዳጋ ጤለ-በጊዕ ከባቢ ማይተመናይ-ፓራዲዞ፤ ሰቢሐን መሸጣን ማሕረድትን ዝጽበያ ኣባጊዕ ባርካ! ክሳብ ዝሽየጣ ዓይኒ ዓዳጐ ከይሃድመን ወዘንን ቍመንአንን ከይጐድል ድማ ዝስተ ማይን ሓሰርን ወትሩ ምስ ተቐረበለን እዩ።
መግለጺ ስእሊ,
ከባቢ ዕዳጋ ከብትን ጤለበጊዕን ማይተመናይ-ፓራዲዞ፤ ኣብ ኣፍደገ እቲ ዕድጋ ኰይኖም ጥሪት ዝሸጡ፡ ኣገልግሎት ምጥባሕ ምስካምን ድለላን ሂቦም ስራሕ ዝረኽቡ መንእሰያት፡ ሰብ ላምብሬታን ታክሲን ከምኡ ድማ እቶም ወትሩ ስርዓተ ዕዳጋ ዝከታተሉ ሙንቺብዮ ይረኣዩ።
መግለጺ ስእሊ,
ውሽጢ ዕዳጋ ከብቲ ማይተመናይ-ፓራዲዞ፤ 'ናይ ኣሕዋት' ብዝብል ስጋ ጕዚ መውዓል ኣውድኣመት ዝመርጹ ዝበጽሕዎ ክፋል እቲ ዕዳጋ እዩ
መግለጺ ስእሊ,
ዕዳጋ ጤለ በጊዕ ከባቢ ቀሓውታ፤ ምስ ምስፋሕ እታ ከተማ እናተለምደ ዝመጸ ንነባሮ ምብራቓውን ደቡባውን ሸነኽ እታ ከተማ ኣማራጺ ዕድጋ ዝፈጥር፡ ኣብ ቅንያት ኣውድኣመት ዝያዳ ዝዕምር ዕዳጋ እዩ።
ዜናታት
ቀጥታ
,
እስራኤልን ኣመሪካን ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕትታተን ይቕጽላ
ናብ ምሕጫጭን ምሳሌታትን ዝሰገረ ዳርባ ቃላት ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን
ቅድሚ 6 ሰዓታት
ብምስላታት ትግርኛ ዝተሰነየ መጠንቀቕታ ኣብይ ኣሕመድ
4 መጋቢት 2026
ኣዘራረብቲ ዛዕባታት
ንሕንሕ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ዓውደ-ውግእ ይቕይሮዶ?
20 ለካቲት 2026
ዝጐሃሃር ዘሎ ዳርባ ቃላት ኢትዮጵያን ኤርትራ ናበይ ከምርሕ'ዩ?
12 ለካቲት 2026
ቢቢሲ ትግርኛ ዜና / ዜና፡ ካብ ቢቢሲ ትግርኛ
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ጐረባብቲን እንታይ ይመስል?
28 ጥሪ 2026
ኢትዮጵያ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ክትስሕቦ ትኽእል ድያ፣ ሳዕቤኑኸ?
27 ጥቅምቲ 2025
ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ካበይ ናበይ፡ ሃለዋቱኸ ኣብ ምንታይ ይርከብ?
22 መስከረም 2025
ኤርትራ፡ ምስ ኵሉ ጸጋታታ ስለምንታይ ወጻእተኛታት በጻሕቲ ዘይገሹዋ?
1 ጥቅምቲ 2025
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዘይቅዋምን ምርጫን ንልዕሊ 34 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ መራሒ
20 ሰነ 2025
ኤርትራ ብኸመይ ካብዚ ዘይብተኽ ዓንኬል ኲናትን 'መዋእል ክሳራን' ክትገላገል ትኽእል?
6 ጉንቦት 2025
ዝያዳ ዝተነበ
1
ናብ ምሕጫጭን ምሳሌታትን ዝሰገረ ዳርባ ቃላት ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን
2
ብምስላታት ትግርኛ ዝተሰነየ መጠንቀቕታ ኣብይ ኣሕመድ
3
መሓዙት ኢራን፡ ሩስያን ቻይናን ናበይ ኣተዋ?
4
ፕረዚደንት ኢትዮጵያ፡ ጉዳይ ኣፍደገ ባሕሪ 'ዘልኣለማው'ን 'ኣካል ልኡላውነትን' ምዃኑ ተዛሪቡ
5
ነቲ ድሙቕ ሰማያት ዱባይ ናብ ደልሃመት ዝቐየሩ ሚሳየላት
6
ኣብ ወሽመጥ ዓረብ ዝርከባ መሓዙት ኣመሪካ ብመጥቃዕቲ ኢራን ይሕመሳ ኣለዋ
7
ዋንጫ ዓለም 2026፡ ኢራን ክትሳተፍ ድያ? ተስፋ ኣፍሪቃ'ኸ እንታይ ይመስል?
8
ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፡ ናብቲ ኲናት ተጐቲተን ክኣትዋ ድየን?
9
እስራኤልን ኣመሪካን ስለምንታይ ንኢራን ኣጥቂዐን፡ እቲ ኲናትከ ክሳዕ መዓስ ክጸንሕ ይኽእል?
10
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ጐረባብቲን እንታይ ይመስል?