ቀንዲ ነጥብታት
ንባብ: 1 ደቓይቕ
- ነፈርቲ ኢራን፡ ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ንዝርከባ መደበራት ኣመሪካ ይድብድባ ኣለዋ
- ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ፡ እቲ ሓጺናዊ ሓይሉ ብሞቱ ኣኽቲሙ
- ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ ከምዝተቐተለ መንግስታዊት ማዕከን ዜና ኢራን ሓቢራ
- ትራምፕ፡ "ምስ ወዳእና፡ ንመንግስትኹም ኣልግሱዎ። ክትኣልዩዎ ናትኩም ግደ ክኸውን እዩ። እዚ ምናልባት ኣብ ወለዶታት ዝርከብ እንኮ ዕድልኩም ክኸውን ይኽእል እዩ፡" ክብል ገሊጹ።
- መራሕቲ ዓለም ብዛዕባ መጥቃዕቲ ኢራን እንታይ ኢሎም?
- ኢራን፡ ንመጥቃዕቲ ኣመሪካ-እስራኤል ዝሃበቶ ግብረመልሲ ብኸመይ'ዩ ቅጽበታዊ ኰይኑ?
- ፍቕርን ምሕዝነትን ኢራንን ኣመሪካን ዘፍረሰ እንታይ'ዩ?
- ናታንያሁ፡ "ንብሉጽ ዓርክና ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ስለቲ ታሪኻዊ መሪሕነቱ አመስግኖ። ስርዓት ኣያቶላህ ን47 ዓመታት 'ሞት ንእስራኤል'፡ 'ሞት ንኣመሪካ' እናበለ ክጭድር ጸኒሑ እዩ፡" ኢሉ።
- ሓሙሽተ ከተማታት ኢራን ብመጥቃዕቲ ኣመሪካን እስራኤልን ተሃሪመን፣ ሳይበራዊ መጥቃዕቲ'ውን ኣጋጢሙ
- ኣብታ ሓምሻይ ጭፍራ መራኽብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ተጸጊዑላ ዘሎ ርእሰ ከተማ ባሕሬን ሓያል ፍንጀራታት ተሰሚዑ
- ምኒስተር ምክልኻል እስራኤል ካዝ ኣብ መላእ እታ ሃገር "ፍሉይን ቀዋምን ኣዋጅ ህጹጽ እዋን" ኣዊጁ።
- መጠንቀቕታ ሳይረን ኣብ እስራኤል ተሰሚዑ
- ምኒስተር ምክልኻል እስራኤል - እስራኤል ካዝ፡ እቲ "መጥቃዕቲ ቅድመ-ምክልኻል"፡ "ኣብ ልዕሊ እስራኤል ክወርድ ዝነበረ ስግኣታት ንምእላይ እዩ፡" ኢሉ።




![ኣብቲ መበል 48 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንወኪል ኤርትራ ዝመርሐ ሽዑ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝነበረ ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ [ጸ]፡ ኣብ ጐድኑ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት፡ ብድሕሪኡ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣቶ ኣሚን ሓሰንን ካልኦትን ይረኣዩ።](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/400/cpsprodpb/1ffe/live/bf49b970-b354-11f0-ad84-99ce12c6004d.jpg.webp)



