ቢንያም ግርማይ ዝርከቦም ሕሩያት ምስልታት ኣፍሪቃ ናይዚ ሰሙን

ምንጪ ስእሊ, LUC CLAESSEN / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ዓርቢ፡ ኣብ ፈረንሳ ኤርትራዊ ኦሎምፒካዊ ተቐዳዳማይ ብሽክለታ ቢንያም ግርማይ ቅድሚ ውድድር ቡክለ ደ ላ ማየን ንደገፍቱ ሰላምታ የቕርብ
ንባብ: 3 ደቓይቕ

ምንጪ ስእሊ, CEM OZDEL / ANADOLU / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ሓሙስ፡ ዕደና ኮባልት ዝነቅፍ ምስሊ ኣብ ርእሰ ከተማ ሰኔጋል ይረአ። ኣፕል፡ ጉግልን ካልኦትን ትካላትን ብጉልበት ህጻናት ዝተዓደነ ኮባልት ምጥቃሞም ይነጽጉ

ምንጪ ስእሊ, CEM OZDEL / ANADOLU / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ተመሳሳሊ መዓልትን ቦታን "ኩላትና ሓራ ክሳብ ዘይኮንና ሓራ ዝኸውን ሰብ የለን" ዝብል ጭርሖ ጽሑፍን ባንዴራታት ሱዳን፡ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎን ግዝኣታት ፍልስጤምን ዝሓዘ ምስሊ እውን ተራእዩ

ምንጪ ስእሊ, OUPA BOPAPE / GALLO IMAGES / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ጆሃንስበርግ ደቡብ ኣፍሪቃ ኣባላት ተዋሳእቲ ኣብ መኽፈቲ 'ሳራፊና ዘ ሚዩዚካል' ምርኢት

ምንጪ ስእሊ, NESE ARI / ANADOLU / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ሰኑይ፡ ኣብ ዛንዚባር ኣብ ዝርከብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ፊደላት እተንብብ ተማሃሪት

ምንጪ ስእሊ, SODIQ ADELAKUN / REUTERS

ምንጪ ስእሊ, JACQUES FEENEY / OFFSIDE / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ኣንጻር ጃማይካ 5 ብ 4 ኣብ ዝተዛዘመ ፍጻመ ኩዕሶ እግሪ ዩኒቲ ካፕ ደጋፊት ጋንታ ናይጀርያ

ምንጪ ስእሊ, JEROME FAVRE / EPA

መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ሰኔጋል ጥቃ ዶብ ጋምብያ፡ ሳዕሳዕቲ ኣብ ፈስቲቫል ኒዩሚ ባድያ ይሳተፉ...

ምንጪ ስእሊ, TONY KARUMBA / AFP / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ቀዳም፡ ኣብ ኬንያ ኣብ ዝተኻየደ ወርልድ ኮንቲነንታል ቱር ላይበርያዊት ማይያ ማኮይ ኣብ ውድድር 100 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ዓወት ኣመዝጊባ

ምንጪ ስእሊ, JEWEL SAMAD / AFP / GETTY IMAGES

መግለጺ ስእሊ, ሰንበት፡ ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣትላንቲክ ሞሮኮ ኣብ ካዛብላንካ ሓደ ገፋፍ ዓሳ ንበይኑ ዕድሉ ይፍትን