ሊባኖሳውያን ብውዕል ምቍራጽ ተዅሲ እስራኤልን ሕዝቦላህን ታሕጓሶም ይገልጹ

መግለጺ ቪድዮ, ሊባኖሳውያን ብውዕል ምቁራጽ ተኹሲ እስራኤልን ሕዝቦላህን ታሕጓሶም ገሊጾም
ንባብ: 1 ደቓይቕ

እስራኤልን ሕዝቦላህን ወዕል ምቍራጽ ተዅሲ ደው ድሕሪ ምኽታሞም ተመዛቢሎም ኣብ ጸገም ወዲቘም ዝነበሩ ሊባኖሳውያን ኣብ ኣደባባይ ታሕጓሶም ይገልጹ ኣለዉ።