"ምምያ ኣብ ምዕቃብ ክብርታት ኤርትራ ኣበርክትኡ ዕዙዝ'ዩ" ሰሎሞን ድራር

መግለጺ ቪድዮ, "ምምያ ኣብ ምዕቃብ ክብርታት ኤርትራ ኣበርክትኡ ዕዙዝ'ዩ" ሰሎሞን ድራር

ደራስን ዳይሬክተርን ሰሎሞን ድራር፡ ስነ ጥበብ ብፍላይ ስነ ጽሑፍ ኤርትራ ይዓቢ ከምዘሎ ይዛረብ። ኣብ ኤርትራ በብዓመቱ ልዕሊ ሓደ ምኢቲ መጽሓፍቲ ከምዝፈርዩ'ውን ተዛሪቡ።