ትግራይ፡ ገዳም እንዳ ኣባ ሰላማ ሓደጋ ከም ዘንጸላለዎ ኣገልገልቲ ይዛረቡ

መግለጺ ቪድዮ, ሓደጋ ዘንጸላለዎ ገዳም እንዳ ኣባ ሰላማ

ኣብ ትግራይ ከባቢ ብዘት ዝርከብ ጥንታዊ ገዳም እንዳ ኣባ ሰላማ ሰኣን ግቡእ ቆላሕታ ኣብ ሓደጋ ከምዝርከብ ኣገልገልቲ እቲ ገዳም ንቢቢሲ ሓቢሮም።