ኣብ 68 ዓመት ዕድመኡ ዝሞተ ቻይናዊ ሊ ኪክያን መን’ዩ?

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ 68 ዓመት ዕድመኡ ዝሞተ ቻይናዊ ሊ ኪክያን መን’ዩ?
ኣብ 68 ዓመት ዕድመኡ ዝሞተ ቻይናዊ ሊ ኪክያን መን’ዩ?

ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ ብሰንኪ ወቕዒ ልቢ ህይወቱ ዝስኣነ ቻይናዊ ፖለቲከኛ ሊ ኪክያን ብሞያ ስነ ቍጠባ ዝተምሃረን ኣብ ቻይና ካብቶም ውሑዳት ጸለውቲ መራሕቲ ሓደ’ዩ ነይሩ።