እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣቓልቦ ብዙሓት ዝስሕብ ዘሎ ስፖርት ምጽፋዕ
ኣቓልቦ ብዙሓት ዝስሕብ ዘሎ ስፖርት ምጽፋዕ
‘ስላፕ ካባዲ’ ምስ ቅልስ (ሬስሊን) ዝመሳሳል ስፖርት ኮይኑ ኣብ ገጽ ብምጽፋዕ ይጽወት። እዚ ኣብ ፑንጃብ ፓኪስታን ህቡብነቱ እናሰፍሐ ዝመጽእ ዘሎ ጸወታ ኮይኑ ብዝሒ ጽፍዒት ነጥቢ የውህብ።