ኣርጀንቲናውያን ዓወት ጋንትኦም ብታሕጓስ ጸንቢሎሞ

ኣርጀንቲናውያን ዓወት ጋንትኦም ብታሕጓስ ጸንቢሎሞ

ብዓወት ሃገራዊት ጋንትኦም ኣመና ዝተሓጎሱ ኣርጀንቲናውያን ኣብ ኣደባባይ ቦነስ ኣይረስ ተኣኪቦም ነቲ ዓወት ጸንቢሎሞ።