"ኣለና ኣለና ውዕልየ ብሓደ ክንውዕልየ"

መግለጺ ቪድዮ, "ኣለና ኣለና ውዕልየ ብሓደ ክንውዕልየ"

ካብ ኤርትራ ናብ በዓል ሕዳር ጽዮን ኣኽሱም ዝመጽኣ ኣደታት፡ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ድሕሪ 20 ዓመታት ዕርቀ ሰላም ምስወረደ ዝተሰምዐን ታሕጓስ ብምህላ ገሊጸን ኣለዋ።